Help
Change language Tigrinya (ትግርኛ)

New: Corylus jacquemontii Shop (ህንዲ), ኣብ ዓመት ብዙሕ ጊዜ ዝፈርዩ, ሽጒርቲ-መሰል

Become a KPR member, and enjoy cheaper prices immediately. Register here.

ማሕበር መዕበይቲ ኣትክልቲ ስሎቫክያ ብ 2000 ብወግዒ ኣብ ሰሎባክያ ኣውሮጳ ተመስሪቱ፤ ካብ 1998 ጀሚሩ ካብ መላእ ዓለም ዘርኢታትን ኣትክልትን ንቕርብ።

ቀንዲ ዕላማና ሓደ ዓቢ ማእከላይ መኽዘን ዘርኢታትን ኣትክልትን (ባንክ ዘርኢታትን ኣትክልትን KPR) ናይ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ድሌታት ዘሎዎም ሰብ-ጀራዲን ንምፍጣር ኢዩ።

ኣብ’ዚ እዋን’ዚ 6 ጨንፈራት ኣለዋና (ስሎቫክ ን ቸሸ ረፓብሊክን፡ ኣውስትርያ፡ ህንዲ፡ ታይላንድ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ን ታንዛንያን) ከምኡ’ውን ልዕሊ 300 ተሓባበርቲን ኣረይቲ ዘርኢታት ካብ መላእ ዓለም።

አብ’ዚ ሎሚ ካብ 10 000 ንላዕሊ ዓይነታትን ኣትክልትን ክንእክብ ክኢልና ኣለና።

ንዝዀነ እትደልዩዎ ኣብ ልክዕ ቦታኡ ኢኹም ዘለኹም! ዋላ’ኳ ነፍሲ-ወከፍ ዓይነት ተኽሊ ኣብ መኽዘን ኣይሃልወና፡ መዓልታዊ፡ ስጉምቲ-ብስጉምቲ፡ ዘርኢ-ብዘርኢ፡ ተኽሊ-ብተኽሊ ነስፋሕፍሕ ኣለና። ኣብ ዝቐረበ እዋን ዝዀነ ክንቅርብ ንኽእል ኢና ዝብል እምነት አሎና።

ካብ 10 000 ንላዕሊ ንመሸጣ ዘርኢታትን ኣትክልትን ካብ መላእ ዓለም - ኦም ተምሪ፡ ሳይካድስ፡ ባዕዳውያንን ኣስሓይታ ተጻወርቲ ቈጥቋጣትን ኣእዋምን፡ ስቡሓት ኣእዋም፡ ካርኒቮሮስ(በላዕቲ ስጋ ኣትክልቲ)፡ ዓመታውያን፡ መላእ-ዓመት፡መጌጺ ሳዕሪ፡ ኣሕምልቲ ወዘተ


ነዚ ዝርዝር ናብ ሾፒን ካርትካ ወሲክካዮ።