Become a KPR member, and enjoy cheaper prices immediately. Register here.
ክትራኽቡና ምስ እትደልዩ ኣብ መርበብና ዝርከብ ኦርኒክ መሊእኩም፡ ለኣኽ ዝብል መልጎም ጠዉቑ። ኣብ ዝቐልጠፈ እዋን ክንራኸበኩም ኢና። (ከም ልሙድ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት፣ ይኹን’ምበር ካብ 7-30 መዓልታት ኪወስድ ይኽእል’ዩ፤ ብፍላይ ከኣ ካብ ኢንግሊዝኛ፣ ስሎቫክ ወይ ቸሽ ወጻኢ ንዝዀኑ ቋንቋታት)። ብዛዕባ መርበብ ሓበሬታና፤ምህርቲታትና፤ ማሕበርና፡ ወይ’ውን ካልኦት ዝመስሉኹም ርኢይቶታት ከይተሰከፍኩም ሓብሩና። ንርኢቶታትኩምን ለበዋታትኩምን ከኣ ብሓጐስ ኢና ንቕበሎም።
ንሽግር-ኣልቦ ርክብ ምሳና፡እትደልዩዎም ኣትክልቲ ናይ ላቲን መጸዊዒኦም ተጠቐሙ ምኽንያቱ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ስለ ዘይኰንና ቦታኒካዊ ኣስማት ትግርኛ ናይ’ቶም ኣትክልቲ እውን ስለ ዘይንፈልጦም።
ብዕድል ቋንቋ ትግርኛ ኣይንኽእልን ኢና። ክትራኸቡና ምስ እትደልዩ፤ በጃኹም ሓደ ካብ’ቶም ዕላውያን ቋንቋታትና ተጠቐሙ። ነመስግነኩም!