Become a KPR member, and enjoy cheaper prices immediately. Register here.
We do not accept PayPal or credit cards. We apologize for any inconvenience this may cause.
ክፈላኹም ብጥረ-ገንዝብ ናብ ኣብ ቸሺያ ዝርከብ ጨንፈር ኣድራሻና ክለኣኽ ይግባእ። ክፈላ ብምትሕልላፍ ባንክ ኣብ ቡልጋሪያ፡ክሮአሺያ፡ቸሺያ፡ጀርመን፡ሃንጋሪያ፡ሞንቴኔግሮ፡ ፖላንዳ፡ ሰርቢያን ሰሎቫኪያን ዝርከብ ቍ.ሕሳብ ባንክና ይከፈል። ስሎቨኪያ, ቡልጋሪያ, ክሮአሺያ, ቸሺያ, ሃንጋሪ, ፖላንድ, ሮማንያ, ሰርቢያ
ኣብ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ብዙሓት ባንክታት ዓለም-ለኽ ምትሕልላፍ ገንዘብ (ምትሕልላፍ ባንክ) ኣብ ውሽጢ ኣውሮጳዊ ሕብረት (ሰሎቫኪያ ኣባል ኣውሮጳዊ ሕብረት ኢያ) ብዘይ ግብሪ ይቕርባ ኢየን እንተ ደኣ ኮድ ናይ ማሕበር ንዓለም-ለኻዊ ውስጠ-ባንክ ፋይናንስ ቴለኮሚኒካሲዮን (Swift) ን ኮድ ናይ ዓለም-ለኻዊ ቍ. ሕሳብ ባንክ (IBAN) ልክዕ ኰይኑ። ባንክና ነዚ ክፈላ ኣይትቕርጾን ኢያ።
ዓለም-ለኸ ጠለባት ካብ ቸሽያ’ዮም ዝለኣኹ። እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዋጋ-ቡስጣ ንሓፈሻዊ ሓበሬታኹም ጥራይ ኢዩ። ጠለብኩም ኣብ ዝበጽሓና፡ልክዕ ዋጋ መልኣኺ ናብ ሃገርኩም ክነፍልጠኩም ኢና።
| መዕልቦ | ዋጋ ቡስጣ ብዩሮ (€) ን እዘዛታት | ||||
| ክሳብ 250 ግራም | ክሳብ 500 ግራም | ክሳብ 1 kg | ክሳብ 2 kg | ዝያዳ | |
| ኣውሮጳ - ዝርዝር ሃገራት | 4 € | 6 € | 8 € | 12 € | ክነፍልጠኩም ኢና |
| ዓለም ብዝባን/ቦታ | 4 € | 6 € | 11 € | 14 € | ክነፍልጠኩም ኢና |
| ዓለም ብመንገዲ ኣየር (ቀዳምነት) | 5 € | 6 € | 12 € | 16 € | ክነፍልጠኩም ኢና |
| መዕልቦ | ዋጋ ቡስጣ ብዩሮ (€) ን እዘዛታት | ||||
| ክሳብ 250 ግራም | ክሳብ 500 ግራም | ክሳብ 1 kg | ክሳብ 2 kg | ዝያዳ | |
| ኣውሮጳ - ዝርዝር ሃገራት | 5 € | 6 € | 10 € | 14 € | ክነፍልጠኩም ኢና |
| ዓለም ብዝባን/ቦታ | 5 € | 8 € | 12 € | 15 € | ክነፍልጠኩም ኢና |
| ዓለም ብመንገዲ ኣየር (ቀዳምነት) | 7 € | 9 € | 14 € | 20 € | ክነፍልጠኩም ኢና |
For some countries you can order Express Delivery service. Guaranteed delivery within 4 days after sending the order, online Track&Trace of the shipment, insurance included.
However, as for our experience with such services, this shiping method if often several times slower, that our standard shipping method (air mail letter or parcel). For example for Asian countries it sometimes took even 30 days to receive your order (although guaranted delivery is 4 days only!), while delivery time of the standard air mail letter / parcel to the same destination takes only 7 days. Therefore we do not recommend to use EMS services as it is much more expansive and unfortunately much more slower.
ኣሃዛት ካብ 1998 ክሳብ 2008 ዝተቐረቡ ዓይነታት

ካብ ሕጂ ቀጺሉ ንዘርኢታት፡ ኣቕሑትን ምህርትን ዝምልከት እንጥቀመሉ ኣገባብ ውዕል፡ ዘርኢታት ጥራይ ማለት ኣይኰነን፡ የግዳስ’ውን ኣትክልቲ፣ ክፋላት ኣትክልቲ ወይ’ውን ካልኦት ጀነቲካዊ ነገር ዓይነት ኣትክልቲ (ዘርኢታት፣ኣትክልቲ፣መሪስተማቲክ ዋህዮታት፡ ጽገታት፡ወዘተ) እውን ማለት’ዩ።
ኲሎም ዋጋታት ቀዳምነት ብዩሮ’ዩም። ከምኡ’ውን ክፈላታት ብ CZK ን (ክራውን ቸሺያ) ብዶላር ኣመሪካን ንቕበል ኢና። ምልዋጥ ናብ ካልኦት ቅቡላት ባጤራታት በቲ ህሉው መጠነ-ሸርፊ ብኣና ኪግበር ይግባእ። መስደዲ ግብሪ ኣብ’ዞም ላዕሊ ተጠቒሶም ዘለው ዋጋታት እቱው ኣይኰነን። ዋጋታትና ከም ኲነታት ክፍላተ-ዓመት፣ ቀረብ ዘርኢታት፣ ምህርቲ ንምሕፋሱ ንምስራሑ ንምኽዛኑ ዝወደአ መጠነ-ጻዕሪን ይፈላለ። ስለ’ዚ ዋጋታት ከም ኲነታቶም ክብ-ለጠቕ ይህሉዎም። ኣብ www.kpr.eu ዝወጹ ዝርዝር ዋጋታት ነቶም ናይ ቅድም ዋጋታት ይትክኡዎም። ጠለባት ከም ኣመጻጽኣኦም ይስርሑ። ቅድሚ ዝዀኑ ክፈላታት ምግባርኩም ኣብ መኽዘን ንዘሎ ቀረብ ዝምልከት ኣቐዲምኩም ምሳና ብምርኻብ ኣረጋግጹ።
ክፈላኹም ቅድሚ ምስዳድ ኣቕሓ ክበጽሕ ይግባእ። ጠለብኩም ብKPR ድሕሪ ምርግጋጹ፡ ክፈላኹም ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት KPR (ማሕበር መዕበይ ኣትክልቲ) ተቐቢላቶ ክትከውን ኣለዋ።
ጠለባት ከም ልሙድ ክፈላኹም ኣብ ዝበጽሓና ብቕልጡፍ ኢዩ ዝለኣኽ። ኣብ ትራንዚት ንዝጠፍኡ ዘርኢታት ሓላፍነት ኣይንወስድን ኢና፡ ቅድሚ ምስዳድ ናይ ኢንሹራንስ ውዕል ምሳና እንተ ዘይተፈጺሙ ኰይኑ (እዚ ከኣ ልዑል መስደዲ ዋጋ ምዃኑ ማለት’ዩ)።
ጠለባት ምስ ተገበሩን ገንዘብ ምስ ተኸፈለን ምስ KPR ብምስምማዕ ጥራይ’ዩም ክስረዙ ዝከኣል።
KPR ናይ 2 ዓመት ውሕስነት ትህብ፡
- ሓድሽ ዘርኢ፡ ሂወት ዘለዎን ክበቍል ዝኽእልን
- ዘርኢታትን ኣትክልትን ልክዕ ከም’ቲ መግለጺኦም/ descriptions ኢዮም ካብ ተባላዕቲ’ውን ነጻ’ዮም
ናይ 2 ዓመት ውሕስነትና ካብ’ቲ ምህርቲታትና ዝተላእኩሉ ዕለት ይጅምር።
ኲሎም ጠለባት ኣብ ዝበጽሑኹም እዋን ብቕጽበት ክፍተሹ ኣለዎም፣ ዝዀነ ጥርዓን ምስ ዝህሉ ድሕሪ ምቕባል ንብረት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልተ-ስረሓት ናብ KPR ብጽሑፍ ክቐርብ ይግባእ።
ንዝተበላሸዉ፡ ዝተተኸሉ፡ ወይ’ውን ሕማቕ ዝተጓዕዙ፣ዝተኸዘኑን ዝተታሕዙን ዘርኢታት KPR ዝዀነ ዓይነት ጥርዓን ኣይክቕበልን’ዩ። ቅድሚ ፍቓድና ዘርኢታት ኣይትምለሱ።
ዝዀነ ተቐምጡዎ ጠለብ መረጋገጺ ናይ’ዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቒሶም ዘለው ኣገባብን ኲነታትን ውዕል ምቕባልኩም ኢዩ።
ATTENTION! Before placing an order find out about the plant import and phytosanitary regulations for your country. Do not import species forbidden by laws to your area. Many plants have become invasive weeds in far flung areas of the world, and while we cannot necessarily predict which plants will become invasive in which regions, most countries have lists of declared invasive weeds which people are requested not to grow, or can be prosecuted if they do grow them. Please consult your conservation authority, find out which plants you should not import and grow and take care that you do not unwittingly import any known or potential invasive aliens into your area.
When you place an order, you automatically herewith agree with the terms and conditions of the transportation company. Customers outside of the European Union: Please note that we cannot take any responsibility if your shipment is confiscated by you country due to your country's import laws, import permits or custom rules.